ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ተሓዛሊ ሻንጣ በዝሒ 59 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2012 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል
2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/07/2012 ዓ/ም እስካብ 10/07/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል
3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/07/2012 ሰዓት 09፡00
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/07/2012 ሰዓት 09፡10
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል