ን ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ2012ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታን ናይ ዓመት ሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 መኸበሪ ጨረታ 10000.00ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 25 ማዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርቡ ዝክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ካብ 05/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት
8 እቲ ኮምሽን ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77