ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

2 ካላዉዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 03/07/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት07/07/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ጨረታ መደብ

s