ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Core Box HQ በዝሒ 50 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2012 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ
2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ
3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኽዉን አለዎ
4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 05/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56