ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ል/ኢፋድ/ ፣ ሬድ ፕላስ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም እስካብ 09/07/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ናብቲ ቤት ፅሕፈት አታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ 09/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት
3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03