ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራት ዕደጋ ልምዓት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

2 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬትን ናይ መቅራባይነትን መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክተቕርቡ ይግባእ

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s