ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፎቶ ኮፒ ስፔርን ፣ ፅሕፈት መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪ ትካልኵም ማህተምን ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 27/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓ ት 9፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ጨረታ መደብ

s