ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 27/06/2012ዓ/ም ድ/ሰዓት 09፡00 ኮይኑ 09፡30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ኣብዘየለዉሉን ይኽፈት

ጨረታ መደብ

s