ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ፔጆት መኪና ኮንፎርት ዕድጊት ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት

3  ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/06/2012ክሳብ 27/06/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 27/06/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ጨረታ መደብ

s