ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ድጅታል መታወቅያ ካርዲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ
4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ
5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 24/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ