ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ደሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኮሮም ዝርከብ ናይ ኮረም ሃገር መቃረፂ መጉየይ ፕሮጀክት ትራፊክ ብደረጃ BC 1 GC 1 ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን ፣ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተመዘገብሉ መረዳእታ

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 400 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 24/07/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ 24/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀትሪ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 209 ይክፈት

7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 75ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s