ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑ ተሽከርከርቲ ሎት 2 ናዉቲ ቢሮ ሎት ሎት 3 ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 20, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ገርኩም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ ትክእሉ
2 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ ዝሓዘ፣
4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን፣
5 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለዎ ፣ ንኩሉ ብቅዳሕ ምቅራብ ዝክእል
6 ጨረታ 05/07/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ኣብ ዝደለየሉ ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ንብረት ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8 ብተወሳኺ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 63