ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብረት በሪ ማዕፆ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም
3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/06/2012 ሰዓት 3፡00