በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ፐሮፎርማ ኣብ ዝተዓደልሉ ዕለት17/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 11፡00 ከተቅርቡ ይግባእ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ንሕብር ኘ

3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 07 መዓልቲ ኣታዊ ከገብር ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ጨረታ መደብ

s