ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ማፋክቸሪንግ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16/06/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/06/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57