ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትምህርትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም እስካብ 18/06/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s