ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 17/06/2012 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ዕለት 17/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ