ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 09 ወይ ናብ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ቢሮ ቑፅሪ 115 ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅ ይካኣል

ጨረታ መደብ