ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ኣመበሳ ደብተር በዓል 50 ልሕ በዝሒ 6200 ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ብበዝሒ ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ
5 እቲ ፕሮፎርማ 13/06/2012 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 99 23