ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዙ ናይ Office machine and maintenance ን ካልኦት ተዛመድቲ ስልጠናታት ንሰራሕተኛታቱ ከሰልጥን ስለዝደሊ ሕጋዉያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን
2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ክሳብ 09/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69