ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ model 78L

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 03/06/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 9፡00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2012ሰዓት 9፡30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s