ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዲማ ንደገ መብራህቲ ኣጎልግሎት ዘዉዕል ፓዉዛ ኣጨሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮንኩም
2 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዝጎበርኩምሉ መረዳእታ እዉን ከተቅርቡ እትክእሉ
3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘለኩም
4 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ከተቕርቡ እትክእሉ
5 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ ትክእሉ
6 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከረክብ ኣለዎ
7 ጨረታ ካብ 02/06/2012 ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዲማ ዘይምለሰ 150 ቅርሺ እናከፈሉ ምዉሳድ ይክእሉ
8 አተ ጨረታ 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
9 ቤት ዕዮና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
10 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 48 90 30 52/ 09 37 00 35 05