ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኢንድ ደቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ ቃላሚኖ ዝርከብ ድርጅት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ስራሕቲ አጫሪቱ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ክትጫረቱ እትክእሉ ኮንትራክተራት ካብ ዕለት 12/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 19/04/2008 ዓ/ም ክተቅርቡ ትኽእሉ ኢኸም
ዘጫርቶም ስራሕቲ
1 ዝተጀመረ ህንፃታት ምጥንቃቅ /Finishing/ Alishaday Relief and Development Association
2 እንዳኸፍቲ / Dairy Farm/ ህንፃ ስራሕ
3 መእተዊ በሪ ምስ ሐፁር /Main gate & Fence/ ስራሕ
ተጫረቲ ክትማልእዎ ዝግባእ
1 ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ንግደ ፍቓድ
2 ናይ ስራሕ ልምዲ
3 ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሐ
ቦታ ኤልሻዳይ ኣፀዳ ህፃናት አብ ጥቓ አሞራ ካፌ
መተሓሳሰቢ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 100.00 ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344402850 /0914702186 /0911682081 ምሕታት ይከኣል