ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ከቅርቡ ኣለዎም
3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/05/2012 ሰዓት 3፡30