ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ዘገልግል ናይ መኪና መፀገኒ ኣቅሑት ስፔር ፓርትስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2012 10:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/05/2012 ዕለት 25/05/2012ልክዕ ሰዓት 10፡00 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ከምኡዉን ቲን ናምበር መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተተሓሕዙ ይግባእ

4 ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

ጨረታ መደብ