ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎም
3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 09 ወይ ናብ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ቢሮ ቑፅሪ 115 ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅ ይካኣል