መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ደቡብ ብሄር ብሄርሰባችና ህዝቦች ክልል ዝርከብ ኦም ኩራዝ ስኮር ፋብሪካ ፕሮጀክት ንቪዲዩ ቀረፃ አጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን
1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል
2 ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝክእል
3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/12/2015 - 23/12/2015 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት አብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ክወስዱ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይኽእሉ
4 ጨረታ ዕለት 23/12/2015 ሰዓት 8ተ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት
5 ተጫረቲ ብር 2000 (ክልተ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን
6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ
7 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ