ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዞሎ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ም/ን ብምምፃእ ክሳብ ዕለት 20/05/2012 ሰዓት 10፡00 ክተቅርቡ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00
4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727