ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ዕድጊትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መቅረባይ ሰርትፊኬት ቫት ተመዝገብቲን
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 06/05/2012ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብር 10000 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል