መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናዉቲ ቤተ ፈተነ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ጨረታ ዝሰዓረ ፅፈቱ ዝሓለወ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

3 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

4 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

5  ካብ 10000 ንላዕሊ መኸበሪ ጨረታ ዝሰዓረ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤ መከበሪ ጨረታ 500 ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ዝኣትወሉን ዘክፈተሉን ሮብዕ 06/05/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኸዉን

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

8 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን

ጨረታ መደብ

s