ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቱቡላሪብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 29/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 9:30 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

ጨረታ መደብ