ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንጣብያ ማርታ ንመ ስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ቼክ ዳማት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ጉሎመከዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።