Closed
ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ትከል ዘገልግል ናዉቲ ማለት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ :ኤሌክትሮኒክስ: ቀወምቲ ንብረት ተሽከርክርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ካልኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመሳርሒ ህንፃ ንኣቅሑት ፅሬትን : ንኤሌክትሮኒክስን ንቀወምቲ ንብረታት ንተሽከርከርትን ድማ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ