ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ን 1 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ማይን ህንፃን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ • ን 2ይ ግዜ ዝወፁ::ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንሰራሕተኛታት መማላላሲ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፣ ሊቪረ፣ ቲን ዘዉፀእኩም መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቕቡ ትኽእሉ ናይቲ ትካል ወይ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድ ዘሎ ሽምን ማሕተምን ናይ ዋጋ መቕረቢ ፕሮፎርማን ኣብ ከፋ ግበሪ ዘሎ ሽምን ሓደ ዓይነት ተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብሉን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s