ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ናብ ሽረን ማጨውን ዝኸዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዝን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ፕሮፎርማ ኣወዳዲርናናይ ሰረቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ናብ ሽረን ማጨውን ዝኸዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዝን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ፕሮፎርማ ኣወዳዲርናናይ ሰረቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 10 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 10 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት እዉን ኪራይ መሽን ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት እዉን ኪራይ መሽን ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 25, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 18 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 23, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 18 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ን3 ጊዜ ዝወፀ ክራይ ናይ ፉልድ ተሸከርካርን ን2 ጊዜ ዝወፀ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዕድጊት ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ን3 ጊዜ ዝወፀ ክራይ ናይ ፉልድ ተሸከርካርን ን2 ጊዜ ዝወፀ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዕድጊት ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 17, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 14, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ