ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕል ብሎት ከፊሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ዕሕፈት ዝውዕላ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ እግሪ ምትካል ክልል ትግራይ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፋይል ካብኔትን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ክዕድግን ንስራሕቲ መስኖ መሰተ ማይ ዝዉዕላ ናይ ማይ ስተራክቸራት ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፍረወይኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ዕድጊት ክፍፅምን ብተወሳኪ ድማ ንስራሕቲ መስኖን መስተ ማይን ግልጋሎት ዝውዕላ ናይ ማይ ስትራክቸራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከ/ስ/ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ፡ ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ