ቤት ፅሕፈት ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ካብ ናይ 2017ዓ.ም መደበኛ በጀት ቦክሰር/bocer/150CC BM ሞተር ሳይክሰ ስሪሕ ካይዲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል መቅረብ ሕጋውያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሓዉዜን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።