ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 30, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይ ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይ ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ንስራሕተኛታቱ ኣብ ከባቢ ኩሓ ኣይናለመን ሰበዓ ካሪ ካባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ግልጋሎት ሰርቪስ ንጉሆን ምሸትን ኣብፂሒካ ምምላስ ሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ደረጃ ሃርፉ ሚኒባስ ተካሪዩ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 21, 2017 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ንስራሕተኛታቱ ኣብ ከባቢ ኩሓ ኣይናለመን ሰበዓ ካሪ ካባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ግልጋሎት ሰርቪስ ንጉሆን ምሸትን ኣብፂሒካ ምምላስ ሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ደረጃ ሃርፉ ሚኒባስ ተካሪዩ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስልጠና ዝውዕል ናይ ምንፃፍ እምኒ (ኮብል ስቶን ) ናይ ትራንስፖርት መጓዓዓዚ ዋጋን ክሬሽ / ፀፀር / 00 ዓቕን ምስ ትራንስፖርቱን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መጋቢት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስልጠና ዝውዕል ናይ ምንፃፍ እምኒ (ኮብል ስቶን ) ናይ ትራንስፖርት መጓዓዓዚ ዋጋን ክሬሽ / ፀፀር / 00 ዓቕን ምስ ትራንስፖርቱን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ትራንስ ፖርት/ ሰርቪስ/ዝህብ መኪና ብጨረታአወዳዲሩ ውዕሊ ክአስር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ትራንስ ፖርት/ ሰርቪስ/ዝህብ መኪና ብጨረታአወዳዲሩ ውዕሊ ክአስር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፈርኒቸር ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : ንናይ ቦቲ መኪና ግልጋሎት ኪራይ ምቅራብን 15000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ቢሮ ፈርኒቸርመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2017 11:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2017 3:34 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።