ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት በካርቶናት ከጓዓዓዝ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።