ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገለፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ አፋዉስ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሮም ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ መሳርሒ ፅሕፈት 16000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ 10000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ እንስሳ አፋዉስ አገልግሎት 10000 ቅርሺ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ አፋዉስ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሮም ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ- ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ- ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2018 10:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡: