ተዓፅዩ

ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ብትን ጨርቂ ብጣቓ ንሰራሕተኛታት ክዳን /Uniform/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለየ ዓይነት መሳርሒ ድሕንነት ማለት እዉን ኣልሙኒዩም ሱት : ኣይጎጎል እስፔሻል ፎር ክሊን ፍሊም : መሸፈኒ ገፅ : ናይ ሓዊ መከላካሊ ጫማ : ቆቢዒ ምስ መሸፈኒ ማእገር ሔልሜት ጃኬት ቬስት ሪፍሊክተር : ረይን ኮት : ናይ ድሕንነት ጫማ እሰፔሻል ፋይርማን ኩሎዝ : እሰፔሸሰል ሄልሚት ፎር ፋየርማን ፋስት ኣፕን ሴፍቲ ሹ ብግፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ