ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ናይ ፕሬዚደንት ፀሓፍቲ፡ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ቢሮ መስኮት መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብምዕዳግ ከስርሕ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።