ቤት ፅ/ት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ጡሙር ዕድጊት ንወ/ኣበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ የጭላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።