ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛን HCO/PF/ ሴፍትኔት በጀት ናይ ፅሕፈት መሰርሕን ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑትን ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/OT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-1/LOT- 1 ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 ፡ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ክገዝእ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት መከና ጎማን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀለምቲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ተዛመድትን : ንናይ መድሓኒት ዕድጊትን : ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ ተወሳኺ ኣንብብ
ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ንመሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ፅሬት : መድሓኒት እንስሳ : ዘረእቲ ሕርሻን: ንደንቢ ክዳን: ማሸነሪታትን : ንኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2017 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ማይ ፀብሪ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ኣብ ከተማና ንዝርከቡ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይ ፀብሪ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ፅህፈት መሳርሒ ኣቁሑት ( Stationery Matreials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲታት ሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሺነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት : ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ቴክኖሎጂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ