ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ ዓዘቦ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።