ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2012 9:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ