እንደርታ ወረዳ ዕቅድና ፋይናንስ ደጋፊ ስራ ሂደት ግዢ ፋይናንስ ንብረት ኣስተዳደር ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል Field bag 04, Fiel board 04, enginnering scale 04, umbral 04, rain coat 04, matter 04, clip board 04, pencil 16, lapis 80ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮን ፣ ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ቢሮ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ሃለቅትን ቆዎምትን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ብ መሰረት እዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሕን ፣ ንናይ ፅሬት ፣ ንቶያቶ ሞዴል 78 ተሽካርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሓ / ብሮሸር ሕብራዊ ወረቀት 500 ግራም በዝሒ 5000/አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ