ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ስፔር ፓርቲ ግልፂ ጨረታ ክዐድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሆስፒታል ስሑል ን2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ምግቢ ንተሐከምቲ :ኣቅሑት ፅሬት : ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ዘይትን ፊልትሮን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ : ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድን ፡ ይደሊ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ