ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋህንፃ ኤሌክተሮኒክስ ንፅሕፈት መሳርሒ 500000 ቅርሺ ንጨርቂ ሲነታይዘር 300000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ሳምረ መባእታዊ ሆስፒታል ናይ ኣምቡላንስ ጎማ መኪና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 22, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ