ተዓፅዩ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።